Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መዕቖሪ ነዳዲ፣ መአዘዚ ሃዲድ ባቡርን መራገፊ ነዳዲን ኣዋሽ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መዕቖሪ ነዳዲ፣ መአዘዚ ሃዲድ ባቡርን መራገፊ ነዳዲን ኣዋሽ ተጀሚሩ።

እቲ ፕሮጀክት ዝህነፅ ኣብ ክልል ዓፋር እንትኸውን፥ ብ2 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ።

ምኡእ ወፃኢ እቲ ፕሮጀክት ብመነግስቲ ኢትዮጵያ ዝሽፈን ኢዩ።

ኣስራሒ እቲ ፕሮጀክት ኮርፖሬሽን ምድሪ ባቡር ኢትዮጵያ እንትኽውን፥ ተቛራፂ እቲ ፕርጀክት ድማ ኮንስትራክሽን ኮርፖሬሽን ስቪል ኢንጂነሪነግ ቻይና  ኢዩ።

ኣብ መርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ህንፀት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካልኦት ኣካላትን ተረኺቦም።

እቲ ህንፀት እንትዛዘም ካብ ቻይና ዝተገዘኡ 110 ፀዓንቲ ነዳዲ ዋገናት ኣብቲ መስመር ባቡር ኣገልግሎት ብምሃብ አገልግሎት ቦቲ መካይን ክትክኡ ኢዮም ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.