Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ – ባቱ መስከረም 10 ኣገልግሎት ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ – ባቱ መስከረም 10 ኣገልግሎት ከምዝጅምር ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ፥ 92 ኪ.ሜ ዝሽፍን ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ – ባቱ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ እቲ ፕሮጀክት መስከረም 10 ኣገልግሎት ክጅምር ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 2013 ዓ.ም ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ዝተመረቐ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ- ሃዋሳ ኣካል ዝኾነ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ ባቱ፥ ዝተማልአ መፈፀሚ ስርዓት ክፍሊት ተማሊኡሉ ኣገልግሎት ምጅማሩ ልዑል ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፋይዳ ከምዘለዎ ኣይተ ካሳሁን ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.