Fana: At a Speed of Life!

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ዋግኽምራ ሰብኣዊ ሓገዝ ምጉዕዓዝ ምጅማሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ብሄረሰብ ምምሕዳር ዋግህምራ ሰብኣዊ ሓገዝ ምጉዕዓዝ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።

እቲ ትካል ኣብ ትዊተር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ንፈለማ እዋን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ኣብ ዞባ ዋግህምራ ኣብ ዝርከባ ወረዳታት ኣበርገሌ፣ ፃግብጂን ዝቋላን እናተጓዓዓዛ ከምዝኾና ገሊፁ፡፡

ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ካብ ካልኦት ሓደጋታት ዝኸፍአ ከምዝኾነዝገለፀ እቲ ትካል፥ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ክቕፅል ከምዝግባእ እውን ኣገንዚቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.