Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ  ምስ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላት ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ  ምስ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላት ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ።

ዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምስላፍ መስዋእትነት እናኸፈሉ ከመዝርከቡ ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ተዛሪቦም።

እቲ ዘተ ፖሊስ ሃገራዊ ግዴትኡ በዝበለፀ ምሕጋዝ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘተኮረ ከምዝኾነ መግላፁ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.