Fana: At a Speed of Life!

1ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ጉባኤኡ ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ።

ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይ ኮሚቴን እቲ ፓርቲ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ብዝገበሩዎም ኣኼባታት ኣብ ዝተፈላለዩ ወሰንቲ ሃገራዊ ዛዕባታን ስራሕቲ ፓርቲን ተዛቲዮም ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝሳለጡ ተግባራት ኣንፈት ምቕማጦም ይፍለጥ።

ብሃይለየሱስ ስዩም

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.