Fana: At a Speed of Life!

104 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዳይ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝኾኑ  104 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሎሚ መዓልቲ ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ተመለስቲ፥ ኢሪንጋ ኣብ ዝበሃል ግዝኣት ታንዛኒያ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ዝፀንሑ ምዃኖም ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ኣፍሊጡ።

ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሞሮጎሮ፣ ሩቩማ፣ ንጆም፣ ቤምቤያን ሶንግዌን ተባሂሎም ዝፅውዑ ግዝኣታት ታንዛኒያ ዝነበሩ 294 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ምምላሶም ይዝከር።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.