Fana: At a Speed of Life!

13 ተለኣኣኽቲ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥፍኣት ንምብፃሕ ኣብ ምድላው ዝነበሩ 13 ተለኣኣኽቲ ህወሓት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።

እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዞባ ቦረና ወረዳ ጎሜሌ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ተፍቲሽን ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታን ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።

ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ዞባ ከምዝገለፆ፥ እቶም ተጠርጠርቲ ጥፍኣት ቅድሚ ምብፅሖም ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።

እቶም 13 ተጠርጠርቲ ተለኣኣኽቲ ጁንታ ህወሓት ከምዝኾኑ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝገበሮ ተሳትፎ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኣለዉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.