Fana: At a Speed of Life!

157 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)157 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ትማሊ ናብ መቐለ መእታወን መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ጉዳይ ገሊፁ።

እተን ተሽከርከርቲ ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ዝፀዓና እንትኾና፥ ካብ ትካል ምግቢ ዓለም፣ ዩኒሴፍን ዩ.ኤን .ኤፍ.ፒ.ኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣  ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ንምቕራብ ካብ ዝንቀሳቐሱ መንግስታዊ ዘይኮኑ ትካላት ዝተረኸበ ደገፍ ዘካተተ ከመዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.