Fana: At a Speed of Life!

160 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 160 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ።

ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እቶም 32 ዕድሚኦም ካብ 18 ንታሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

116 ፍልሰተኛታት ኣብ የመን ንዝተፈላለዩ ፀገማት ብምቅልዖም ናብ ጂቡቲ ዝተመለሱ እንትኾኑ፥ እቶም 44 ድማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንልዑል ምንግልታዕ ተቓሊዖም ከምዝነበሩ ተገሊፁ።

ካብ ኢትዮጵያ-ጅቡቲ-የመን ዝግበር ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብሓደጋ ዝተመልአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.