Fana: At a Speed of Life!

ክልል ቤኒንሻንጉል ንክልል ትግራይ ዝኸውን ብር 15 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ክልል ቤንሻንጉል ንክልል ትግራይ ዝኸውን ብር 15 ሚሊየንን 1 ኣምቡላንስን ሓገዝ ገይሩ።

ከም ሃገር ድሕሪ ምውጋድ እቲ ጁንታ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምጥያ ብመንግስቲ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ፅቡቕን ዝድገፍን ከምዝኾነ መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ።

መንግስቲ ክልል ቤኒንሻንጉል ኣብ ቀፃሊ እውን ክልል ትግራይ መሊስካ ንምጥያሽ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን ጉዳያት መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.