Fana: At a Speed of Life!

200 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)200 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሽከርከርቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ።

እተን ተሽከርከርቲ፥ ምግቢ፣ መድሓኒትን ንሕፅበት ኩላሊት ዘገልግሉ መሳርሒታት ሕክምናን ብምፅዓን መቀለ ከምዝኣተዋ ኢዩ ተሓቢሩ።

እቲ ሓገዝ ካብ ማሕበር ሕሙማት ሽኮር ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ካብቲ ኮሚቴ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.