Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2020

ናይጀርያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፈ ሰብ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰበስልጣን ናይጀርያ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፈ ሓደ ሰብ ከምዝረኸቡ ገሊፆም። እቲ ኣብ ከተማ ሌጎስ ዝተረኸቡ ሰብ፥ ካብ ሚላኖ ዝተጓዕዘ ኢጣልያዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ኢጣልያዊ ዜጋ ኣብታ ከተማ ዝሰርሕ እንትኾን፥ ካብ ሚላኖ ናብ ሌጎስ…

ሰላም ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰላም ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ። ኣብዚ ቕነ ሰላም ክልቲኡ ህዝብታት ናብ ንቡር ንምምላስ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ይዝከር። ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፈ ከምዝገለፆ፥ ክልቲኦም ህዝብታት…

በዓል ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ንምኽባር ዘኽእሉ ምድላዋት ይሳለጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕለተ ሰኑይ 23 ለካቲት ዝኽበር መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ንምኽባር ዘኽእሉ ምድላዋት ይሳለጡ ምህላዎም ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኩሉሻብ በብዓመቱ ለካቲት 23 ዝኽበር በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ…

2ይ ዙር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 28 ለካቲት ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ግዘ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ካልኣይ ዙር ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 28 ለካቲት 2012 ዓ.ም ከምዝጅመሩ እቲ ፌዴሬሽን ነተን ጋንታታት ኣብ ዝለኣኾ ደብዳቤ…

ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኮሚሽነር ጉዳያት ውሽጢ ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኮሚሽነር ጉዳያት ውሽጢ ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ይልቫ ጆሐንሰን ተዛትየን። ወይዘሮ ሙፈሪያት ኢትዮጵያ እናገበረቶ ትርከብ ኩለመዳይ ለውጢ ነተን ኮሚሽነር ገለፃ ዝገበራለን እንትኾና፥ ሕብረት ኣውሮፓ እቲ…

ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ኔዘርላንድስ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ዘውዲ ንጥንታዊ ቤተ ክርስትያን ስላሴ ጨለቖት ፅባሕ ክርከብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ኔዘርላንድስ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ዘውዲ ንጥንታዊ ቤተ ክርስትያን ስላሴ ጨለቖት ፅባሕ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። “ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ብምስራቕ ናብ ወፃኢ ዓዲ ዝወፅኡ ቅርስታት ምምላስን…

“ዓድዋ ማሕተም ሰብነት፣ እምነኹርናዕ ሓድነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት 20፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)“ዓድዋ ማሕተም ሰብነት፣ እምነኹርናዕ ሓድነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኤጀንሲ ኣቢያተ መፃሕፍቲን ኣቢያተ መዛግብቲን ኢትዮጵያ ምስ ሰውኛ ፕሮዳክሽንን ኤጀንሲ ዩኒቨርሲቲ ኣርባን ብምትሕብባር ዝተዳለወ…

ህንፀት ሩባ ስሉሕ ልዕሊ 70 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ምስ ዓለም ለኸ ትካል ረዲኤት ሕቡራት መንግስትታት አመሪካን ህዝብን ብምዃን ዝሃንፆ ዘሎ ሩባ ስሉሕ ህንፀቱ ልዕሊ 70 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ሩባ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣብያ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ተዓዘብቲ ከምዝልእኽ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ኣብ ተካይዶ ሃገራዊ መረፃ ተዓዘብቲ ከምዝልእኽ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ አሕመድ ምስ ምስ ጉዳያት ወፃኢን ሓላፊ ፖሊሲን ፀፅታን ከምኡ እውን ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ…

ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ክንፈልጦም ዝግብኡና ነጥብታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሃገረ ቻይና ጀሚሩ ናብ ካልኦት ክፋላት ዓለም እናተስፋፍሐ ይርከብ። ብምኽንያት እዙይ ውድብ ጥዕና ዓለም ቫይረስ ኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ጥዕና ኢዩ ኢሉ ኣዊጁ ኣሎ። ቀንዲ መመሓለለፍትን መከላኸሊ ሜላን እቲ ቫይረስ…