Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2020

ማሕበር ኣብረርቲ ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብር 1 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም እታወታት ሕክምና ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣብረርቲ ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ብር ሓደ ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም እታወታት ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቶም። ኣቦ መንበር እቲ ማሕበር ካፒቴን በረከት ኣባተ፥ 400 ክዳውንቲ መጥባሕቲ ሕክምናን…

ጆርጅ ፍሎይድ ኣብ ከተማ ሚኒያፖሊስ ብግፍዒ ምቕታሉ ስዒቡ ተቓውሞ ይሕይል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሜሪካዊት ከተማ ሚኒያፖሊስ ጆርጅ ፍሎይድ ዝተብሃለ ፀሊም ኣሜሪካዊ ብፃዕዳ ብግፍዒ ምቕታሉ ስዒቡ ኣብታ ከተማ ናይ ተቓውሞ ሰልፉ እናሓየለ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ፀለምቲ ኣሜሪካውያን ዝፍፀም ቅትለት ዝኹንኑ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብዘይምዝንጋዕ ኮሮና ምስዓር ከምዝግባእ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብምጥንቃቕን ብዘይምዝንጋዕን ቫይረስ ኮሮና ምስዓር ከምዝግባእ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እቲ ቫይረስ ብልዑል ጥንቃቐ ከምኡ እውን ብዘይምዝንጋዕ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2012 ዓ.ም ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉነበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ 2012 ዓ.ም ተዛቲዩ ኣፅዲቑ። ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ከስዕቦ ዝኽእል ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ፥ ካብ ወፃኢ ሃገራት ብዝርከብ 28 ነጥቢ 3 ቢሊየንን ካብ ውሽጢ ዓዲ…

ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 10 ሰነ ናብ ውድድር ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉነበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ተቛሪፁ ዝነበረ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 10 ሰነ 2012 ዓ.ም ናብ ውድድር ከምዝምለስ ተገሊፁ። እቲ ሊግ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናልን ከምኡ እውን ኣስቶንቪላ ምስ ሼፍልድ ዩናይትድ ብዝገብሩዎም…

333 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 333 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ሰላምን ብሓባር ብምዃን ብዝገበርዎ ፃዕሪ ኢዮም እቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። እቶም…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ 100 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 950 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 100 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ካብ'ቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ እቶም 99…

ኣብ ኣሜሪካ ብቫይረስኮሮና ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም ልዕሊ 100 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣመሪካ ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ዝሞቱ ሰባት በዝሖም 100 ሺሕን 276 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ብሓፈሻ በቲ ሕማም ዝተለኸፉ በዝሒ ሰባት 1 ነጥቢ 69 ሚልየን ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እዚ ድማ ካብ’ቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝተርኣየ…

መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት 20 ግንቦት ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት 20 ግንቦት ኣብ ፌስ ቡክ ገፆም ኣመሓላሊፎም።   ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕበ ቀሪቡ ኣሎ።  …

መበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት መበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መግለፂ ተዋሂቡ። ቅድሚ ኹሉ ንኹሎም ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እንኳዕ ንመበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ብሰላም…