ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ምጥያሽ ከንቲቫታት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ምጥያሽ ከንቲቫታት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ብብርኪ ሃገር ዝካየድ ሮረም፥ ዝሐሸ ከተማ ንዝሐሸ ህይወት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነስርዓት ምጥያሽ ተኻይዱ ዘሎ። እቲ ፎሮም፥ ከንቲባታት ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ከተማታት…
ቢዝነስ ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሪታኒያን ጀርመንን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኢንዱስትሪ ዓለባ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ገይረን። ክልቲአን ሃገራት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዝገበረኦ ሓገዝ፥ ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ብዙሓት ሰባት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘለዋ ፍትሓዊ ተረባሕነት ተረጋግፀሉ ወሳኒ ምዕራፍ ትርከብ – ኣምባሳደር ረታ ዓለሙ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘለዋ ፍትሓዊ ተረባሕነት ተረጋግፀሉ ወሳኒ ምዕራፍ ከምትርከብ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ዓለሙ ተዛሪቦም። እቶም ኣምባሳደር እዚ ዝበሉ፥ “ሕቶ ምኽባር ፍትሓዊ ብፅሒት ሩባ ኣባይ” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኸውን ብር 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኸውን ብር 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣመራርሓታት እቲ ባንኪ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሐመድ ኣረኪቦምዎም። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ና ህዝቢ ባንኪ ከም ምዃኑ መጠን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዚ ኣባይ ከምዘይቕይር ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዚ ኣባይ ከምዘይቕይርን ህንፀቱ ከምዘይቋረፅን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣለማየሁ ተገኑ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ሩሲያ መዓልታዊ ምስ ዝሕተም ጋዜጣ ኮምሶሞለስካያ ፕራቫድ ፃንሒት ገይሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግሩፕ ራክሲኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ማእኸል መጠራቐሚ ሓበሬታ ክሃንፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ራክሲኦ ዝተብሃ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ማእኸል መጠራቐሚ ሓበሬታ ከምዝሃንፅ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ሓበሬታ ንምህናፅ ዘኽእሎ ቦታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ኣይሲቲ ዝረኸበ እንትኸውን፥ ኣብ ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ላእለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ላእለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ኣብ ኩነታት ፀፅታ ኢትጵያን እናጋጠሙ ዝርከቡ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ዘተኮረ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን መረፃ ክህሉ ዝግበኦ ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን መረፃ ክህሉ ዝግበኦ ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ፥ ሲቢክ ማሕበራትን መራኸብቲ ሓፋሽን ተኻፈቲ ኮይኖም። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፥ ኣብ መረፃ ዝግበር ጥንቃቐ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 140 ስደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ሴኔጋል ከምዝጠሓሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)140 ስደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ሴኔጋል ከምዝጠሓሉ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ከምዝገፆ፥ 200 ስደተኛታት ዝፀዓነት ጃልባ ኣብ ጥቓ እቲ ገምገም ባሕሪ ጥሒላ ኢያ። 60 ዝኾኑ ሰባት ካብቲ ሓደጋ ምትራፍ ከምዝተኽኣለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓበራዊ ዘተ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ተሳተፍቲ ኮይኖም። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ህንፀት ዴሞክራሲያዊ ስርዓት ኢትዮጵያን…