Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2020

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ጎሮ ጉቱ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዘብፀሖ ጉድኣት ተመልኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ጎሮ ጉቱ ተረኺቦም ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዘብፀሖ ጉድኣት ተመልኪቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክልል ሶማሌን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን እናገበሩዎ ዝነበሩ ዑደት ስራሕቲ…

ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 6 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 773 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 95 ሺሕን 301…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘብፅሖ ጉድኣት ብዝምልከት ብኣካል ብምኻድ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ክልል ሶማሌ ወረዳ ኣውባሬ ዘብፅሖ ጉድኣት ብዝምልከት ብኣካል ብምኻድ ተዓዚቦም። እቲ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ዝራእቲ ዕፋን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ስራሕቲ ህንፀት መገዲ ጅግጅጋ -ገለለሽ -ደጋሃምዶ ብዕሊ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ስራሕቲ ህንፀት መገዲ ጅግጅጋ - ገለለሽ - ደጋሃምዶ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ መገዲ 166 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ካብ መንጎ እዚ 56 ኪሎ ሜትሮ ነውሓት ዘለዎ ህንፀት መገዲ ጅግጅጋ…

ፕሬዚዳንት ሰኔጋል ማኪ ሳል ንዝመርሕዎ መንግስቲ ኣፍሪሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ምዕራብ ኣፍሪካዊት ሃገር ሰኔጋል ዝኾኑ ማኪ ሳል ነቲ ዝመርሕዎ መንግስቲ ከም ዘፍረስዎ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶም ፕሬዚዳንት ዝተወሃበ መግለፂ ሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል ኣርባዕተ ድንጋገታት ዝሓዘ ኣዋጅ ከምዝኸተሙ ተገሊፁ። ይኹን…

ስነ ሰርዓት ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ሰኣሊ ሎሬት ሻምበል ኣርቲስት ለማ ጉያ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ኣርቲስት ለማ ጉያ(ናይ ክብሪ ዶክተር) ብሕክምና ክሕገዙ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ መበል 92 ዕድመኦም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ይዝከር። ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ሩባ ሸበሌ ዝተሃነፀ ግድብ መስኖ ጎዴ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሩባ ሸበሌ ዝተሃነፀ ግድብ መስኖ ጎዴ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዴሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ…

መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስጊድ ኣንዋር ኣብ ዝኽበር ዘሎ መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ)፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 981 ሰባት ድማ ድሒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 290 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 94 ሺሕን…

ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ዘየልምዑ 29 ሰብሃፍቲ ፍቓዶም ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ዘየልምዑ 29 ሰብሃፍቲ ፍቓዶም ከምዘቛረፀ ቦርድ ኢንቨስትመንት እቲ ክልል ገሊፁ። እቲ ቦርድ ኢንቨስትመንት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ፥ ኣብ ኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ናብ…