Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2020

መስዋእቲ ኮይኖም ኢትዮጵያ ንቕድሚ ክትጓዓዝ ንዝገበሩ ክብሪ ይግበኦም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስዋእቲ ኮይኖም ኢትዮጵያ ንቕድሚ ክትጓዓዝ ንዝገበሩ ክብሪ ከምግበኦም ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ዝተመዝገበ ዓወት ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን። “ኣብ…

ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሳነ ምምሕዳርን ምክትል ርእሳነ ምምሕዳራትን ዝተፈላለያ ክልላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሓፈሶ ዓወት ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ንመላእ ህዝቢ…

ጉጅለ እቲ ጁንታ ብምስዓሩ ህዝቢ ሓጎሱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ነይ መወዳእታ ምሽግ ጁንታ ህወሓት ዝኾነት ከተማ መቐለ ምቁፅፃሩ ስዒቡ ሓጎሶም ገሊፆም። ነበርቲ ከተማታት ባህር ዳር፣ ጎንደር፣ ደብረ ታቦር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ኮሶበር፣ ወረታ፣ ኣዲስ ዘመን፣ ዳንሻ፣…

ምዕራፍ ምኽባር ሕጊ ብዓወት ተዛዚሙ ኣሎ ኣብ ዝቕፅል እዋን ዓቢዪ ስራሕ ከምዝፅበየና ከይንርስዕ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እናኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። “ሰራዊት ምክልኻ ሃገር ልዑል መስዋእትነት ከፊሉ ንዘጎናፀፈና ክብሪ መላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ በለና ደስ በለኩም” ኢለን፡፡…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ኣንፀባራቒ ዓወት ብምምዝጋቡ ዝተሰመዖ ሓጎስ ገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኣንፀባራቒ ዓወት ብምምዝጋቡ ዝተሰመዖ ሓጎስ ገለፁ። “መላአእ ህዝቢ ኢትዮጵያ እንኳዕ ደስ በለኩም” ክብል እውን ገሊፁ። እቲ ባይቶ፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጠጠው…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ከምዝተዛዘመን ደው ከምዝበለን ኣፍሊጦም። ቀፃሊ ትኹረትና ነቲ ክልል መሊስካ ምህናፅን ሰብኣዊ ደገፋት ምብፃሕን ከምዝኾነ እዉን ገሊፆም። ፖሊስ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ። ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁፅፃሩ ገሊፆም። መከላኸሊ  ሰራዊት ብዘካየዶ ዘመቻ ንፁሃት ዜጋታት ዒላማ ከይኮኑ፣ ከተማን ቅርስን…

ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ህንድን ባንግላዴሽን ኣብ ትግራይ ይውሰድ ብዛዕባ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ መብርሂ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ህንድን ባንግላዴሽን ኣብ ትግራይ ይውሰድ ብዛዕባ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ መብርሂ ከምዝተውሃቦም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ገሊፀን። ጉጅለ ህወሓት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልል ዝወሃብ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ኣብ ክልል ኦሮሚያ  ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ከመዝወሃብ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ካብ መዋእለ ህፃናት ወፃእ ዘሎ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ…

ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዘይሕጋዊ ዝኾኑ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ እዩ-ኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዘይሕጋዊ ዝኾኑ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ እዩ ክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ ገሊፆም። መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ…