Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2021

ምዝገባ ሕፁያት ንኣርባዕተ መዓልቲ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢተዮጵያ ምዝገባ ሕፁያት ንኣርባዕተ መዓልቲ ከምዝተናወሐ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ቀዳማይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት ዝካየደሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማታት ማለት እውን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ…

ተተኮስቲ ጠያይቲ እናተዓዳደጉ ዝተረኸቡ ሰለስተ ጠያይቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ኮምቦልቻ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብሕቡእ 2 ሺሕ  ተተኮስቲ ክላሽንኮቭ እናተዓዳደጉ ዝተረኸቡ ሰለስተ ጠያይቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ከተማ ምምሕዳር ሓላፊ ክፍሊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ከባቢ ብኽለት ሓበሬታ ንምእካብ ዘኽእል ሶፍትዌር ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽን ሓለዋ ከባቢን ሓምለዋይ ልምዓትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንብኽለት ከባቢ እታ ከተማ ሓበሬታ ንምእካብዝሕግዝ ሶፍትዌር ስራሕ ጀሚሩ። እቲ ኮሚሽን፥ ኣብታ ከተማ እናወሰኸ ዝመፀአ ብኽለት ከባቢ ንምቁፅፃር ልዕሊ 500 በቲ ሞያ ዝተመረቑ መናእሰይ…

ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 516 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መበል 22 ን 23 ዙር ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 516 ስሩዕ ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ነቶም ኣባላት ፖሊስ ናይ ስራሕ መምርሒ ብመሃብ ናብ ስራሕ…

ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ሕጊ ታክሲ ኣብ ምኽባር መርኣያ ክኾኑ ይግባእ – ኣይተ ላቀ ኣያሌው

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ሕጊ ታክሲ ኣብ ምኽባር መርኣያ ክኾኑ ከምዝግባእ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ገሊፆም። ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ሚኒስቴር እቶት፥ ምስ ከፈልቲ ግብሪን መዳርግቲ ኣካላትን ተዛቲዩ፡፡ ኣብቲ…

ሚኒስትር ጥዕና ደ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ተወካሊት ፖፑሌሽን ፈንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዴኒያ ጋይል ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ደክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተወካሊት ፖፑሌሽን ፈንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዴኒያ ጋይል ተዛቲየን። ኢትዮጵያ ምስቲ ፈንድ ዘለዋ ንነዊሕ ዓማውቲ ዝፀንሐ ምትሕብባር ንምቕፃል ቆራፅ ምዃና ዶክተር ሊያ ተዛሪበን፡፡…

ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙዎም ፀገማት ሓበሬታ ንኽህቡ ቦርድ መረፃ ሓቲቱ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 20 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙ ፀገማት ሓበሬታ ንኽወሃብ ሓቲቱ። እቲ ቦርድ መረፃ ፓርቲታት ሕፁያቶም እናመዝገቡ ከምዝኾኑ ገሊፁ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ኣብ እዋን ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙ…

ብመንፈስ ዓወት ዓድዋ ንሃገርና ኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ክነሰጋግራ ኢና – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንፈስ ዓወት ዓድዋ ንሃገርና ኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ክነሰጋግራ ኢና ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ናይ ሓባር ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ዘኽእል ብሄራዊ መድረኽ ልዝብ ኣብ ፓርክ ሸገር ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ተረኺበን መደረ…

ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ልዕሊ 4 ሺሕን 100 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ብዝተፈላለዩ ዓይነታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕን 100 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ንመበል 65 ዙር ዘመረቖም ተምሃሮ፥ ካብ ቀዳማይ ዲግሪ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዝሰልጠኑ ኢዮም፡፡ 52 ፕሮግራማት ትምህርቲ…

ጨፌ ኦሮሚያ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ በዶ ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ መደረ፥ ህወሓት ኣማራፂታት ሰላም ብምሕዳግ ንባዕሉ ዘጥፈአሉ ዘይኸውን መገዲ መሪፁ ኢዩ ኢለን፡፡ ድሕሪ…