Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2021

ፖርቲ ብልፅግና ድሬዳዋ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምርጫ ቅስቀሳ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፖርቲ ብልፅግና ድሬዳዋ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምርጫ ቅስቀሳ ኣኻይዱ። ኣብ እዋን እቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ፥ እታ ከተማ መልካኣ ምድራዊ ኣቀማምጣ ብምጥቃም ማእኸል ኢንዱስትሪ፣ ደረቕ ወደብን ንግዲ ንምግባር እቲ ፓርቲ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ…

ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምዘና ትምህርቲ ብርሃን ተጀሚሩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምዘና ትምርቲ ብርሃን ተጀሚሩ። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጅነር ጌታሁን መኩሪያ፥ መናእሰይን ዓበይቲን በፍልጠት ዝማዕበሉ ብምግባር መሃይምነት ምቕናስ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም። እቲ መርሃ ግብሪ፥ መናእሰይን ዓበይቲን ናይ…

ኣብ እዋን ድቃስ ዝረኣይ ምቁርራፅ ትንፋስ ከመይ ምክልኻል ይከኣል?

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ድቃስ ዝረኣይ ምቁርራፅ ትንፋስ (ስሊፕ ኣፕኖያ) ሰባት ምስ ደቀሱ እቲ ላዕለዋይ ትቦ ኣየር ብምሉእ ወይ ብኽፋል ክዕፀው እንከሎ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተመራመርቲ ይገልፁ። ብፍላይ ልዕሊ ዓቐን ርጉዲ፣ ዓብዪ ክሳድ ወይ ሓናት ዘለዎም ሰባት…

ካብ መንግስቲ ኦሮሚያ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ፥ ክልልናን ሃገርናን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምዕራፍ ሽግግር ለውጢ ብዘተኣማምን ኩነታት መሬት ንምትሓዝ እናሰርሐ የርከብ ክብል ገሊፁ። ይኹን እንበር ነቲ ለውጢ ዝተቓወሙ ሓይሊታት ብሙሉእ ዓቕሞም ንተግባር…

ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ገይሮም። ኢዜማ፣ ፓርቲ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ፣ መኢአድ፣ ፓርቲ ህዳሴ፣ ዴሞክራሲያዊ ህብረት ኢትዮጵያ፣ ፓርቲ ኣዲስ ትውልድን ካልኦት…

ኣብ ክሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ምርጫ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ምርጫ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። እቲ ኣብ መድረኽ ሓዱስ ወግዒ ዝግበር ዘሎ ዘተ፥ ሰላምን ደሕንነትን ኣብ እዋን ምርጫ ዝብል ርእሲ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እስክንድር…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ  ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ብተናፀል ዘይኮነስ ሕብረት ዕላማ የዐውት፣ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ  ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፉ ኣዝዩ ደስ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ “መላእ ህዝቢታት ኢትዮጵያ እንኳዕ ደስ…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ሙሉእ ብሙሉእ ኣፍሪካዊ ንኽኸውን ፀዊዓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ሙሉእ ብሙሉእ ኣፍሪካዊ ንኽኸውን ፀዊዓ። እቲ ፃውዒት ዝቐረበ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ ኣብ ዝተኻየደን ኣብ ቅድመ ምድላው ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘድሃበ ኣኼባ ኢዩ። ኣብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ጠቅላይ ሚኒስትሩ ከተሠራ የማይመጣ ውጤት የለምም ብለዋል እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ እንተተሰሪሑ ዘይመፅእ…