Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ቀንዲ ዘብዒ ሰላም፣ ደሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ-ባዕሉ ህዝቢ እዩ-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ፥ ቀንዲ ዘብዒ ሰላም፣ ደሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ህዝቢ እዩ ክብሉ ገሊፆም። ዶክተር ኣብረሃም ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ ዝነበረ ፃንሒት ኢዩ ነዚ…

ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ “ድምፅና ንነፃነትናን ሉኣላዊነትናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ንዝግበር ሰለማዊ ሰልፊ ንግዚኡ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ “ደምፅና ንነፃነትናን ሉኣላዊነትናን” በዝብል መሪሕ ቃል ነዝግበር ሰለማዊ ሰልፊ ንግዚኡ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም። እቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ንክዛዘም ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ…

ፕሮጀክት ልምዓት ስኳር በለስ ፍሪያት ፈተነ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ልምዓት ስኳር በለስ ቁፅሪ ሓደ ፍሪያት ፈተነ ብዕዉት ኩነታት ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን ብዕሊ ከምዝምረቕ እውን ተገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ እንትኣቱ ኣብ ዓመት ልዕሊ 2 ሚሊየን ኩንታል ስኳር ከፍሪ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ከምዝዛዘመ ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ስሩዕ ኣኼባ “ንኢትዮጵያ…

ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ምጥንኻር ንኣፍሪካውያን ዝሓሸ ተበፃሕነት ጥዕናን መድሓኒትን ንምርግጋፅ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ምጥንኻር ንኣፍሪካውያን ዝሓሸ ተበፃሕነት ጥዕናን መድሓኒትን ንምርግጋፅ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ብዝምልከት ምስ ፍሉይ…

44 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)44 ኢትዮጵያዊያን ካብ ሊባኖስ፣ ቤሩት ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት…

መራሒ ዕልዋ መንግስቲ ማሊ ፕሬዚዳንት መሰጋገሪ መንግስቲ ብምዃን ተሸይሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ማሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ እታ ሃገር ንዝመርሐ ኮሎኔል ኣሲሚ ጎይታ ፕሬዚዳንት መሰጋጋሪ መንግስቲ እታ ሃገር ክኸውን ሸይሙዎ። ኮሎኔል ጎይታ ኣብ ዝሓለፈ ሮብዕ ንገዛእ ርእሱ ፕሬዚዳንት ግዚያዊ መንግስቲ ማሊ ከም ዝኾነ ኣዊጁ…

ፋኦ ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ትካል ምግብን ሕርሻን ሕብረት ኣውሮፓ(ፋኦ) ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ በቲ ሕብረት ዝተገበረ ደገፍ ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ዘኽእሉ ኬሚካላት ዝነዝሓ ኣውሮፕላናትን ሄሊኮፕተራትን ንምክራይ…

ዩንቨርስቲ ባህርዳር 122 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ባህርዳር 122 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ብዓውዲ ጥዕና ብቑዕን ተወዳዳሪን ተምሃሮ የፍሪ ከምዘሎ ገሊፆም። ኮርፖሬሽን ሚዲያ ኣምሓራ፥ ኣገልግሎት ማሕበረሰብ…

“ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መላእ ሃገር ሰለማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድምፅና ንነፃነትና ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መላእ ሃገር ሰለማዊ ሰልፊ ፅባሕ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ሃገራው ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶም ዝቃወም ከምዝኾነ ተሓቢሩ። መንግስቲ ኣሜሪካ…