Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ኣብ ምኽባር ድሕንነትን ጥቕሚን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣድላዪ ሓገዝ ክንገብር ኢና – ባህሬን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምኽባር ድሕንነትን ጥቕሚን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወሽጢ ዓዲ ባህሬን ሼክ ናስር ቢን ኣብዱለራህማን ኣልካልፋ ገሊፆም። መራሒት ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ቀዋሚ…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ድምፂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ኣዲስኣለም በዛብህ ድምፂ ሂበን። እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ወረዳ ኣበኮር ሸኪብ ጣቢያ መረፃ ማእኸል መናእሰይ ተረኺበን ድምፀን ዝሃባ እንትኾና፥ እቲ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ወፍሪ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዝተወለዐ ፀገም ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝኸውን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ወፍሪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘካየዶ ወራርን ብዝፈፀሞ ጥፍኣትን ዝበፅሐን እናበፅሐ ዝርከብን…

ጅግንነት ንደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ንቡር መግለፂአን ኢዩ – ሜ/ጀ ጥሩዬ ኣሰፌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ምክልኻል ፌዴሪኢ ሜጀር ጀነራል ጥሩዬ ኣሰፌ ኣብ ግምባር ወሎ ምስ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብቲ ግምባር ዝርባ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽቶ ንዘርአየኦ ጥንካረ…

ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝካየድ መረጻን ህዝበ ውሳነን ብሰላም ይሳለጥ ኣሎ – ብርቱካን ሚደቅሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝካየድ መረጻን ህዝበ ውሳነን ብሰላም እናተሳለጠ ምዃኑ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚደቅሳ ገሊፀን። 14 ሰነ ዝተኻየደ ሃገራዊ መረፃ ምስ ሰላምን ድሕንነትን ተተሓሒዙ ክካየድ ኣብ ዘይከኣለሎም ክልላት…

ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ መሪፁ። ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 6ይ ዙር 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ንኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል…

ሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ኣምሓራ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ንሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ከምዝሾሞም ኣሚኮ ፀብጺቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣይተ ኡመድ ኡጅሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ጋምቤላ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ንኣይተ ኡመድ ኡጅሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ መሪፁ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቢለን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ብብስራት…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ መስራቲ ጉባኤኡ ሓደሽቲ ሕፁያት ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ መስራቲ ጉባኤኡ ሓደሽቲ ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። እቶም ኣፈፀምቲ ስራሕ ብርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ቀሪቦም እቲ ቤት ምኽሪ ኣፅዲቑዎ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናገበሮ ዝርከብ ጎስጓስ ኲናት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝበኣሰ ፀገም ዘቃልዕ ኢዩ – ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ትዴፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሎሚቅነ እናገበሮ ዝርከብ ጎስጓስ ኲናት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝበኣሰ ፀገም ዘቃልዕ ከምዝኾነ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣይተ ሙሉ ብርሃን ሃይለ ተዛሪቦም። ኣይተ ሙሉ ብርሃን ሃይለ፥ መራሕቲ ኲናት እቲ ግብረ…