Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4ጂ ኣብ ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራብ ሪጅን ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኣድቫንስ ኢንተርኔት 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣጀሚሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ተረኺበን ብዕሊ…

ወይዘሮ ባንቺኣየሁ ድንገታ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ኮይነን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ካምቤላ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ወይዘሮ ባንቺኣየሁ ድንገታ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ገይሩ ሾይሙ። እተን ዝተሾማ ሓዳሽ ኣፈ ጉባኤ፥ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቢለን ቃለ ማሕላ ፈፂመን።…

ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውሕመ ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ዋፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ከምዘካየደ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ክልል ሱማሌ ጣቢያ መረፃ ሽንሌ  ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ድምፂ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ ሕጉስ ከምዝኾኑ ብምግላፅ መረፃ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 6ይ ዙር እዋን መረፃ 1ይ ዘበን ስራሕ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ካቢኔታትን ክሾም ኢዩ ዝብል ትፅት ኣሎ፡፡…

ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መስራቲ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ገይሩ ሾይሙ፡፡ ወ/ሮ ፋንታዬ ከበደ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ብምዃን ቃል ማሕላ ፈፂመን፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ዶ/ር ይልቃል ከፍኣለ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ኣስረስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም። ብምንይችል ኣዘዘው እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ይካየድ ኣሎ – ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ዝካየድ መረፃ ብሰላማዊ መገዲ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኪሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ነስሪ ዘካራያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁ፥ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ሓይሊ ፀፅታ…

ወ/ሮ ፋንቱ ተስፋየ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኮይነን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ እናካየደ ይርከብ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ፥ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋየ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ገይሩ እንትሸይም፤ ኣይተ ኣማረ ሰጤ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኮይኖም ተመሪፆም፡፡…

ምስረታ ጉባኤ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ሰለስቲኦም ኣካላት መንግስቲ ማለት እውን መውፅኢ ሕጊ፣ ተርጓሚ ሕጊን ኣፈፃሚን ክሽየሙ ኢዮም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ካቢኔ መንግስቲ እቲ ክልል ንምጥያሽ፥ ርእሰ ምምሕዳር፣…