Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2021

መላእ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ግብኣተ መሬት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክንዘሳዝም ኣለና-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ መላእ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ግብኣተ መሬት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክንዘሳዝም ኣለና ክብላ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ ሎሚ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት…

ብምኽኒያት ኲናት ዝተስኣኑ ፍሪያት ንምክሕሓስ ትልሚ እዋን ቅልውላው ተግባራዊ ክኸውን ኢዩ-ሚኒስቴር ግብርና

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ብምኽኒያት ኲናት ዝተስኣኑ ፍሪያት ንምክሕሓስ ትልሚ እዋን ቅልውላው ተግባራዊ ክኸውን ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ ልምዓት ሕርሻን ሆርቲካልቸርን እቲ ሚኒስቴር ዶክተር መለሰ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ባህርዳር ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግኸምራ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ባህርዳር ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዝግመት ምግብን ኣልባሳትን እንትኸውን፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ነቲ…

ዩኒቨርስቲ ሃረማያ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ሃረማያ መበል 66 ዙር ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ 2013 ዓ.ም ምስ ዝተፈላለዩ ክፍሊታትን ፕሮግራማትን ትምህርቲ ብቐዳማይ ዲግሪ፣ ካልኣይ ዲግሪ፣ ሳልሳይ ዲግሪን ስፔሻሊቲን ዘሰልጠኖም ኢዩ…

ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ንተመዛበልቲ ወገናት ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ካብ ክልል ኣምሓራ ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲ ወገናት ድጋፍ ገይሮም። እቲ ድጋፍ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ድጋፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ፓሰታ ፣ መኮሮኒ ፣ ኮበርታ፣ ኣንሶላ ፣ ፍርናሽ ፣…

ሃገርና ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣይትፈርስን-መንግስቲ ክልል ደቡብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳይ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሃገርና ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣይትፈርስን ክብል ገሊፁ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት እዛ ሃገር ይመርሓሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ገባሪን ሓዳጊን ብምዃነ መላእ ሃገርናን…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ሎሚ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።   ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ወረዳን ባዕሎም ክኢሎም ብኽልልነት ንምውዳብ ህዝበ…

ኣባላት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ኩታ በርን ተዉለደሬን ይማረኹ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኩታ በርን ተዉለደሬን ምስ መሳርሒኦም እናተማረኹ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ፍልፍል፡- ግዜኢ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ንምግባር ቆራፅ ኢያ – ኣምባሰደር ጊታ ፓሲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ንምግባር ቆራፅ ከምዝኾነት ኣምባሰደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣፍሊጠን። በተን ኣምባሳደር ዝተመርሐ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳን ዑደት ገይሩ።…

ናይ ወፃኢ ፕሮግራማት ሊንክ ብምግባር ምምሕልላፍ ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሃገር ኤፍ ኤም ሬድዮ ጣቢያታት ናይ ወፃኢ ፕሮግራማት ሊንክ ብምግባር ምምሕልላፍ ከምዝተኸልከለ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘይተውሃቦም ናይ ወፃኢ ሬዲዮ ጣቢያታት ፍቓድ ብዘለዎም ናይ ውሽጢ ዓዲ ኤፍ…