Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2022

መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣወዳድባ እቲ ክልል ብዝምልከት ብኣብያተ ምኽሪ ዞባን ወረዳን  ዝተውሃቡ ውሳነታት ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣወዳድባ እቲ ክልል ብዝምልከት ብኣብያተ ምኽሪ ዞባን ወረዳን  ዝተውሃቡ ውሳነታት “ብሱል ውሳነ” እንትብል ንኢዱ። ዞባታት ወላይታ፣ ጋሞ፣ ጌዴኦ፣ ኮንሶ፣ ደቡብ ኦሞ፣ ከምባታ፣ ሃላባን ሃዲያ ከምኡውን ፍሉይ ወረዳ የም፣ ቡርጂ፣…

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ ዓመተ 2014 ነቲ ቤት ምኽሪ የቕርቡ ኣለዉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ጠሚቱ ንሰለስተ…

ፍልጠት ትልሚታት ምዕባለ ኣብ ምዕዋት ቀንዲ መሳርሒ ኢዩ- ዶ/ር ዓለሙ ስሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምህርቲን ፍልጠትን ትልሚታት ምዕባለ ኣብ ምዕዋት ቀንዲ መሳርሒ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዓውዲ ስቪክን ፓርቲታት ፖለቲካን ፓርቲ ብልፅግና ዶ/ር ዓለሙ ስሜ ተዛሪቦም። ኣተሓባበርቲ ደገፍን ክትትልን ላዕለዋይ ትምህርቲ፥ መብርሂ ገምጋም በጀት ዓመት 2014…

ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝፀዓኑ ተሽከርከርቲ ዘይተፈቐደ ጥረ ገንዘብን ናውቲታትን ምሕላፍ ዝተወገዘ ኢዩ-ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝፀዓኑ ተሽከርከርቲ ዘይተፈቐደ ጥረ ገንዘብን ናውቲታትን ምሕላፍ ኣጥቢቑ ከምዘግዝ ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ዓፋር፣ ጣቢያ ተፍቲሽ ሰርዶ…

በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ከተማ አዲስ አበባ ብልዕሊ 882 ሚሊየን ብር ዘህነፆም 62 ህንፃታት ዓይነ ምድሪ ንዝምልከቶም ኣብያተ ዕዮ  ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ከተማ ኣዲስ ኣበባ አብ 11 ክፍላተ ከተማ ብልዕሊ 882 ሚሊየን ብር ዘህነፆም 62 ህንፃታት ዓይነ ምድሪ ሎሚ ንቢሮ ጥዕናን ቢሮ ትምህርቲን ኣረኪቡ። እቲ በዓል መዚ እቶም ግልጋሎት ዓይነ ምድሪ ዝህቡ ህንፃታት ዝሰርሖም አብ…

ብሄራዊ ፕሮግራም ልምዓት ስርናይ ኢትዮጵያ ብመግቢ ዓርስኻ ናይ ምኽኣል ገልፂ ራእይ ብምሓዝ እንተተሰሪሑ ዓወት ከምዝምዝገብ መርኣያ ኢዩ-ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፕሮግራም ልምዓት ስርናይ ኢትዮጵያ ብመግቢ ዓርስኻ ናይ ምኽኣል ገልፂ ራእይ ብምሓዝ እንተተሰሪሑ ዓወት ከምዝምዝገብ መርኣያ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓት ፌደርኢ ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ምስ ሲ ኤን ኤን ኣብ…

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሶማሌ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ካልኣይ ስሩዕ ኡባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሶማሌ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ካልኣይ ስሩዕ ኡባኤ የካይድ ኣሎ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልታት ኣብቲ ዝካየድ ጉባኤ፥ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት  ዓመት ብልምዓት፣ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳር ዝተዓመመ ኣፈፃፅማ…

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ዓለም ለኸ ዋዕላ ምሕደራ ኢንተርኔት ብዝምልከት ምስ ኮሚሽን ቁጠባ ኣፍሪካን ትካል ሕቡራት መንግስታትን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ዶ/ር በለጠ ሞላ ምስ ሰበስልጣን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካን ትካል ሕቡራት መንግስታትን ብዛዕባ ምድላው መበል 17 ዓለም ለኸ ዋዕላ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣመልኪቶም ዘትዮም። ኣብቲ ዘተ ክሳብ ሐዚ በቲ ኮምሽንን ብሚኒስቴር…

ዩኒቨርስትታት ማእኸላት ምርምርን መፅናዕቲን ክልሰ-ሓሳባዊ ጥራይ ዘይኮናስ  ተግባር እውን ከምፅኣ ይግባእ- ኣይተ ኣደም ፋራሕ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስትታት ማእኸላት ምርምርን መፅናዕቲን ክልሰ-ሓሳባዊ ጥራይ ዘይኮናስ ተግባር  እውን ከምፅኣ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና  ኣይተ ኣደም ፋራሕ ገሊፆም። ዩኒቨርስቲ ባህርዳር መበል ሳልሳይ  መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ትካለት…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክሊ ዘሰናድኦ ስትራቴጂያዊ ትልሚ ጠሚቱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክሊ ዘሰናድኦ ስትራቴጂያዊ ትልሚ ጠሚቱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ሚኒስቴር ሰላም፣ ሃገራዊ ቦርድ መረፃን መራኸቢ ሓፋሽን ዝመፅኡ ክኢላታት ሓዊሱ ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ተሳቲፎም። ዋና…