Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2022

መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ወርሒ መስከረም ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ካብ 26 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ክሳብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም  ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ሓዊሱ ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ መሸጢ…

ደቡብ ሱዳን ንኢትዮጵያ ዘለዋ ፅኑዕ ደገፍ ዳግም ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ደቡብ ሱዳን ሃገሮም ንኢትዮጵያ ዘለዋ ፅኑዕ ደገፍ ዳግም ኣረጋጊፆም። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ፥ ምስ ምክልትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሰዳን ታባን ዴንግ፣ ኣማኻሪ ጉዳያት ድሕንነት ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ዝኾኑ ቱት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኲናት ብምስላፍ ዝፍፅሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ማሕበረሰብ ዓለም ኣየውግዞን ዘሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኲናት ብምስላፍ ዝፍፅሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ማሕበረሰብ ዓለም በዝግባእ ከምዘየውግዞ ዘሎ ተገሊፁ። ተንታኒ ፖለቲካ ኣንድሪው ኮሪብኮ ከምዝገለፁዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ኣገዲዱ ኣብ ኲናት ብምስላፍ ማዕበል…

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክሊ ኣቕርቦት ፋይናንስ ልምዓት ኣባይቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክሊ ኣቕርቦት ፋይናንስ ልምዓት ኣባይቲ ዝጠመተ ዘተ ምስ ትካላት ፋይናንስ ኣሳሊጠን። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዴኤታ እዮብ ተካልኝ ሓዊሱ ምክትል ፕሬዚዳንት ንግዲ…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዩኒፎርምታት ሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊ ኦሮሚያን ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዩኒፎርምታት (መፍለዪ) ሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያን ምፍራይ ከምዝጀመረ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሳንዶካን ደበበ፣ ዋና ፈፃሚ ስራሕ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ንመናእሰይ ትግራይ ናብ ህልቀት ዝመርሕ ኢዩ-ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ንመናእሰይ ትግራይ ናብ ህልቀት ዝመርሕ ኢዩ ክብሉ ተወለድቲ ትግራይ ተዛሪቦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ተጋሩ፥ ንትግራይ የውግን ኢየ ዝብል እቲ ጉጅለ ንሳልሳይ ግዘ ነህዝቢ ትግራይ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት ሓበራዊ ክብሪ ንኽጠናኸርን ሓድነት ንኽድንፍዕን ዝፃወተኦ ግደ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት ሓበራዊ ክብሪ ንኽጠናኸርን ሓድነት ንኽድንፍዕን ዝፃወተኦ ግደ ዕዙዝ ከምዝኾነ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ገሊፁ። በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ምሽ ጉባኤ ትካላት ሃየማኖት ብምትሕብባር “መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት…

ዓለም ለኸ ትካላት ዘመተ ህወሓት ምቅለዐን ንኢትዮጵያ ግዙፍ በሪ ዲፕሎማሲ ዝኸፍት ኢዩ-ፖለቲከኛታት   

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ዘመተ ህወሓት ምቅለዐን ንኢትዮጵያ ግዙፍ በሪ ዲፕሎማሲ ዝኸፍት ኢዩ ክብሉ ፖለቲከኛታት ተዛሪቦም። እቶም ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ፖለቲከኛታት፥ እቲ ተግባር ህወሓት ንዝውግነሉ ሀዝቢ እውን ዘለዎ ጭካነ ክሳብ…

ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ዝኸይድ ቀንዲ መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ ዓፂያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ዝኸይድ ቀንዲ መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ ንሰለስተ መዓልታት ከምዝዓፀወት ተገሊፁ። ከም ሓበሬታ ጋዝፕሮም፥ እቲ ዝተቛረፀ ኣቕርቦት ነዳዲ “በኖርድ ስትሪም1” መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ “ገና ስለዘድሊዮ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 5 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመተ 2014 ዓ.ም 5 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ትካላት ኣብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ቀፃሊ ኣንፈት በጀት ዓመት…