Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2022

1 ሺሕን 8 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 8 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት፥ እቶም 695 ደቂ ተባዕትዮ፣243 ደቂ ኣንስትዮን 70…

ኣብ ኮምፕሬንሲብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ደብረ ብርሃን ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ህፃናት ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮምፕሬንሲብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ደብረ ብርሃን ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ህፃናት ተገላጊላ። ሓኪም ማህፀንን ጥንሲን እቲ ሆስፒታል ዶክተር ዳግም ሽመላሽ ÷ ወይዘሮ ኣፀደ ገብረሃና ዝተብሃለት ኣዶ ብዝተገበረላ ክትትል ሕክምና ብመጥባሕቲ ኣርባዕተ…

ንበዓላት ልደትን ጥምቀትን እኹል እታወት ዕዳጋ ክህሉ ኢዩ – ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ንበዓላት ልደትን ጥምቀትን 60 ሺሕ ደርሁ፣ 90 ሺሕ ኩንታል ጣፍን ልዕሊ15 ሺሕ ንማሕረዲ ዝኾና እንስሳትን ናብ ዕዳጋ ከምዘቕርብ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ ብወገን ሸማቾች ኣቢሉ 5 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲን 30…

ናይ ኢትዮጵያ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ናይ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ናይ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ናይቲ ኢንስቲትዩት ዋና ዳይሬክተር ኢንጅነር ወርቁ ጋቸና፥ እቲ ስምምዕነት ክልቲአን ትካላት ዘለዎም ዓቕሚ…

ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ናይ ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ገሊፁ። ስራሕ ደው ኣቢለን ዝነበራ ፋብሪካታት ፍሪያት መጅማረን ስዒቡ እቲ ኣቕሪቦት ክጅመር ተባሂሉ። እቲ ዝነበረ ፀገመት ንምቕራፍ ብመሰረት…

30 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ኩሎም ክፋላት እዛ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ መንግስቲ ሸርፊ ወፃኢ ደገፍ ዝቐረበ 30 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ በልዒ ነሕብረተሰብ ይከፋፈል ከመዘሎ ናይ ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በዓል ልደትን ጥምቀትን ዝፍጠሩ ሰብ ስራሕ ናይ ኣቕርቦት ሕፅረትን ናይ…

ናይ ሰላም ስምምዕነት ኣፈፃፅማ ዝቆፃፀርን ዘረጋግፅን ጉጅለ ምጥያሹ ነድንቕ ኢና- ኣንቶኒ ብሊንከን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሰላም ስምምዕነት ኣፈፃፅማ ዝቆፃፀርን ዘረጋግፅን ናይ ኣፍሪካ ሕብረት ጉጅለ ምጥያሹ ኣሜሪካ ከምእተድንቕ ናይ ኣሜሪካ ናይ ወፃኢ ጉዳይ ሚኒስትር ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። ኣሜሪካ ብፌዴራል መንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ተግባራዊ…

ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ሓገዝ ይቐርብ ኣሎ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ሓገዝ እናቐረበ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ክልላት ትግራይ፣…

ብራዚል ብምኽንያት ሕልፈት ንጉስ ኩዕሾ እግሪ ፔሌ 3 ናይ ሓዘን መዓልቲታት ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ብምኽንያት ሕልፈት ንጉስ ኩዕሾ እግሪ ፔሌ 3 ናይ ሓዘን መዓልቲታት ኣዊጃ። ፕሬዚዳንት ብራዚል ጃዬር ቦልሶናሮ ወዲ 82 ዓመት ሕልፈት ንጉስ ኩዕሾ እግሪ ፔሌ ስዒቡ ሰለስተ ተኸታተልቲ ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣዊጆም። ብራዚላውያን ብናይ ኩሉ…

ኮኾባት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ብሕልፈት ፔሌ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮኾባት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ብሕልፈት ብራዚላዊ ኮኸብ ፃዋታይ ፔሌ ዝተሰመዖም ሓዘን እናገለፁ ይርከቡ። ነበር ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ሮናልዶ ሉዊስ ናዛሪዮ ዴሊማን ሮናልዲንሆ ጎቾን ብሕልፈት እቲ ኮኾብ ተፃዋታይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።…