ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተደርበዩልና ናይ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደርበዩልና ናዕ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና ክብሉ በተወረወሩብን የዕንቅፋት ድንጋዮች ኢትዮጵያን ገንብተንበታል ሲሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢትን ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ምርግጋፅ የድሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብዚ ጉባኤ ትፅቢት ዝግበር ሓደ ቁልፊ ነገር እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢት ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ርግፃኛ ምዃን የድሊ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያውያ ብዘይኣፈላላይ ዝሓቖፈ ህብረብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያውያ ብዘይኣፈላላይ ዝሓቖፈ ህብረብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ‘ካብ ቃል…
ስፓርት ኣብ ምድብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ተደልዲለን Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምድብ ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ስፔናዊት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ምስ እንግሊዛዊት ማንቼስተር ሲቲ ተራኺበን፡፡ ምድብ ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ቻውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡ ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ልኡኽ ፓርቲ ኮሚኒስት ኩባ ዘቲዮም Desta Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣባላት ልኡኽ ፓርቲ ኮሚኒስት ኩባ ዘቲዮም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ብመሪሕነት ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ዩናይትድ ራሺያ ዘቲዮም Desta Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ዩናይትድ ራሺያን ምክትል ሓላፊ ጉዳያት ወፃኢ ሴንተርን ሴኔትን ፌዴሬሽን ሩሲያን ኣንድሬይ ክሊሞቭ ዘቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ንኣታዊ ፌስቲቫል ቱሪዝም ተቛዳሲ ንምዃን ዘጠዓዕም ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም Desta Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ንኣታዊ ፌስቲቫል ቱሪዝም ተቛዳሲ ንምዃን ዘጠዓዕም ኢዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ቢልለኔ ስዩም ኣገንዚበን። እተን ሓላፊት መበል 85 በዓል ምስረታ ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ምኽኒያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 85 በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 85 በዓል ምስረታ ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ ከተማ እንጅባራ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ኣባላት ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረሰኛታት ኣገው ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግደኦም እናተፃወቱ ይርከቡ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረሰኛታት ኣገው ኣሰር ኣቦታቶም ብምኽታል ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግቡእ ግደ እናተፃወቱ ይርከቡ” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ም/”/ሚ ተመስገን መበል 85 ምስረታ በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ምኽንያት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ፌስቲቫል ህንዲ ብሰንኪ ዝተፈጠረ ኩነታት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ሓዘና ገሊፃ Desta Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፌስቲቫል ህንዲ ብሰንኪ ዝተፈጠረ ኩነታት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ሓዘና ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ህንዲ ኩምብ ሜላ ፌስቲቫል ብምኽኒያት ምብዛሕ ሰባት ብሰንኪ ዝተፈጠረ ዕግርግር ህይወቶም ንዝሰኣኑ…