Fana: At a Speed of Life!

24 መስከረም መንግስቲ ከምዝጣየኝ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ መንግስቲ ፌዴሪኢ ሓምሻይ ዓመት ዘመን ስራሕ ዛዚሙ ሻድሻይ ዓመት ንምጅማር ምድላው ምዝዛሙ ገሊፆም።

እቲ ቤት ምኽሪ 24 መስከረም 2013 ዓ.ም መነግስቲ ከምዘጣይሽ ተዛሪቦም።

እቲ ቤት ምኽሪ ብመሰረት ብሕገ መንግስቲ ዝተውሃቦ ሰልጣን በምውፃእ ክትትልን ቁፅፅርን ንይምሰል ዘይኮነስ ብጭቡጥ ፀገማት ዝፈትሕ  ንክኸውን ንምግባር ኣብ ስራሕቲ ነውክልና ህዝቢ እውን ሓደ ኣካል ሃገራዊ ሪፎርም ንምግባር ስራሕቲ ምስርሖም ገሊፆም።

ኣብ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ተሳትፎ ዝገበረ ህዝቢ እውን ርእይቶ ዝህበሉ ሕቶ ዝሓተሉ ኣሰራርሓ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ።

ንምላእ ኢትዮጵያዊያን ሐዚ ዘለናሉ እዋን እዛ ሃገር ቅድመ ሐዚ ካብ ዘሕለፈቶ ኣንፃር እንሻገሮ ምዃኑ ተዛሪቦም።

ብፈቲያ አብደላ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.