Fana: At a Speed of Life!

274 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓርብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጅዳ ኣብ ውሽጢ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝነበሩ 247 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣይተ መስፍን ገብማርያም ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ቤት ዕዮታት ዝተወከሉ ሰብ ሞያታት ተረኺቦም ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.