Fana: At a Speed of Life!

441 ተወሰኽቲ ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 47 ሰባት ድማ ድሒኖምም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 670 ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 441 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብዝተገበረ ምርመራ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም ሰባት ቁፅሮም 127 ሺሕን 227 በፂሑ።

ትማሊ 47 ሰባት ካብቲ ሕማም ዝደሓኑ እንትኾኑ፥ ብድምር ድማ 113 ሺሕን 21 ሰባት ካፍቲ ቫይረስ ሹዎም።

ብኻሊእ መዳይ ትማሊ ሓደ ሰብ ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወቱ ዝሓለፈ እንትኸውን፥ ብሓፈሻ ድማ 1 ሺሕን 966 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.