Fana: At a Speed of Life!

511 ማህተማት ብምጥቃም ስኑዕ ሰነዳት ዘዳልዉ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት ፀፅታ ብሓባር ብምዃን ብመሰረት ዝገበርዎ ክትትል 511 ማህተማት ብምጥቃም ስኑዕ ሰነዳት ዘዳልዉ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ኣትዮም።

ኣይተ ኣሻግሬ በለጠ ኣለሙን ካልኦት ኣካላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ 511 ማህተማት ብምጥቃም ስኑዕ ሰነዳት እንተዳልዉ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ።

ካብ 1 ሺሕን 500 ክሳብ 4 ሺሕን 500 ብር ብምኽፋል እቲ ስኑዕ ሰነድ የዳሊዩ ከምዝነበሩ እውን ተሓቢሩ።

እቲ ዘዳልውዎ ዝነበሩ ስኑዕ ሰነድ ትካላት መንግስቲ ብመልክዕ ኢግዚቢት ከምዝተትሓዘ ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.