Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርሲቲ መቐለ ንምክልኻል ሕማም ቫይረስኮሮና ሳኒታይዘር የፍርይ ምህላዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩንቨርሲቲ መቐለ ንምክልኻል ሕማም ኮሮናቫይረስ ዝውዕል ፈሳሲ መሐለዊ ንጽህና (ሳኒታይዘር) የፍርይ ምህላዉ ተገሊፁ።

ክፍሊ ትምህርቲ ኬሚስትሪ’ቲ ዩንቨርሲቲ፥ ቅድም ክብል 140 ሊትሮ ሳኒታይዘር ከምዘፍረየ ተሓቢሩ።

ሐዚ ድማ ተወሳኺ 200 ሊትሮ የፍርይ ምህላዉ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.