Fana: At a Speed of Life!

92 ኢትዮጵያውያን ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)92 ኢትዮጵያውያን ካብ የመን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

ኣብ የመን ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝዓለመ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኢሚግሬሽን ኤጀንሲ ወሳኒ ኹነትን ዜግነትን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኤደን ብምኻድ ሰነድ ጉዕዞ ናይ ምሃብ ስራሕ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ምስ ዓለም ለኻዊ ትካል ስደተኛታት ብምትሕብባር ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም።

ትማሊ እውን 160 ዜጋታት ካብታ ሃገር ናብ ኢትዮጵያ ምምላሶም ይዝከር።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.