Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ 7 ሚሊየን ሓሊፉ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ኣፍሊጡ። ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወተቶም ዝሰኣኑ ሰባት ድማ ልዕሊ 194 ሺሕ ከምዝኾነ ገሊፁ። ብኻሊእ…

ለበዳ ኮቪድ 19 ሐዚ ‘ውን ብልዑል ኩነታት ኣብ ምስፍሕፋሕ ይርከብ-ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣  21 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጥዕና  ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ዮሃንስ ጫላ ብምዃን ኣብ ጣቡያታት ጥዕና የካን ካዛንቺስን ዘሎ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ክታበት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ዑደት ገይሮም። እተን ሚኒስትር፥ ሕብረተስብ…

ናብ ኣፍሪካ ዝተለኣኸ ካታበት ኮቪድ19 እኹል ኣይኮነን – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣፍሪካ ዝተለኣኸ ካታበት ኮቪድ19 እኹል ከምዘይኮነ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ክታበት ኮቪድ ዝወሰዱ ትሕቲ 3 ሚኢታዊ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ እታ ኣህጉር ከምዝኾኑ ማእኸል ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ማእኸል…

ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ህፃናት ብዴልታ ኮቪድ-19 ይጥቅዑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ህፃናት ብዴልታ ኮቪድ-19 ይጥቅዑ ኣለዉ ተባሂሉ። ኣካዳሚ ፔዲያትሪክስ ኣሜሪካን ማሕበር ሆስፒታል ህፃናትን ብዘውፅኡዎ ፀብፃብ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ ኣብታ ሃገር ናብ 94 ሺሕ ዝፅግዑ ህፃናት በቲ ቫይረስ ተጠቒዖም፡፡…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮረና ብዘደንግፅ ኩነታት ይስኽ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዘደንግፅ ኩነታት እናወሰኸ ከምዝኾነ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት፥ ‘‘መዓልታዊ ምልክታት መጠንቀቕታ እናመሓላለፍን እንተኾንና እውን ኣብ ሕብረተሰብ ዘሎ ምዝንጋዕን ዝርገሐ እቲ ለበዳ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ፈተነ ዝነበሩ ሰለስተ ኣፋውስ ኮቪድ-19 ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ብምኽንያት ቫይረስ ኮቪድ 19 ሕይወቶም ክስእኑ ዝኽእሉ ሰባት ቁፅሪ ይንክዩ ኢዮም ተባሂሉሎም ኣብ ፈተነ ዝነበሩ ሰለስተ ኣፋውስ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቶም ኣብ ፈተነ ዝርከቡ ኣፋውስ፥ ኣርቴሱኔት፣ ኢሜቲኒብን ኢንፊሊክሲማብ ዝበሃሉ…

ብለበዳ ቫይረስ ኮቪድ 19 ዝተሓዙ ሰባት ቁፅሪ ብዕፅፊ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ብለበዳ ቫይረስ ኮቪድ 19 ተታሒዞም ናብ ማእኸላት ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሪ ብዕፅፊ ወሲኹ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ሰሙናዊ ማእኸላይ መጠን ሞት ካብ 13 ናብ 36 ሚኢታዊ…

ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ኣተሓሳሲቡኒ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ከምዘተሓሳሰቦ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዝንጋዕን ሸለልተኝነትን ህሕረተሰብ የተሓሳስብ ኢዩ ኢሎም።…

ኣሜሪካ ልዕሊ 1 ነጥበ 2 ሚሊየን ዶዝ ተወሳኺ ክታበት ኮቪድ 19 ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ 1 ነጥበ 2 ሚሊየን ዶዝ ተወሳኺ ክታበት ኮቪድ 19 ደገፍ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ  ንሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ወይዘሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ ኣረኪበን፡፡ እቲ ክታበት “ጆንሰን ኤንድ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ንምንጪ ቫይረስኮሮና ኣመልኪቱ ኣብ ቻይና ካልኣይ መድረኽ ምርመራ ንምክያድ ዘቕረቦ ትልሚ እታ ሃገር ነፂጋቶ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ናይቲ ንምንጪ ቫይረስኮሮና ኣመልኪቱ ክገብሮ ዝፀንሐ መርመራታት ከም መቐፀልታ ኣብ ቻይና ካልኣይ መድረኽ መርመራ ንምክያድ ዘቕረቦ ትልሚ እታ ሃገር ከምዝነፀገቶ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥…