Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዝንቕ ፋና

ን32 ዓማውቲ ንብሕቶም ኣብ ደሴት መኒኖም ዝነበሩ ሽማግለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልዕሊ ሰለሳ ዓመታት ኣብ ሓንቲ ናይ ጣልያን ደሴት ንበይኖም ዝነብሩ ዝነበሩ ሽማግለ ካብታ ደሴት ተባሪሮም። ወዲ 81 ዓመት ማውሮ ሞራንዲ ብ1989 እዮም ቡዴሊ ናብ እትበሃል ደሴት ኣምሪሖም። ኣብኡ ድማ ንኣስታት 32 ዓመታት ንበይኖም ኣብታ…

መምርሒታት ኮቪድ 19 ዝጠሓሱ ሓደሽቲ ሩዋንዳውያን መርዑት ኣብ ደገ ክሓድሩ ተገዲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒታት ኮሮናቫይረስ ጥሒስኩም ዝተባህሉ ሓደሽቲ ሩዋንዳውያን መርዑት፡ ስድርኦምን ዘሰንይዎም ዝነበሩ ዕዱማትን ብምልኦም ኣብታ መዓልቲ መርዓ ኣብ ስታድዮም ክሓድሩ ተገዲዶም። ኩነታት እዞም መርዑት፣ ስድራን ኣጋይሽን ዕላዊ ምስኮነ፡ ሓያል ተቓውሞታት…

ብፍሉይ ቀመም ዝደረቐ ሬሳ ጥንታውያን መራሕቲ ግብፂ ኣብ ጎደናታት ካይሮ ንምርኢት ክቐርብ’ዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፃውያን ኣስከሬናት ጥንታውያን መራሕቶም ንምርኣይ ንጎደናታት ከተማ ካይሮ ከዕለቕልቑ ትፅቢት ከምዝግበር ተገሊፁ። እቶም 22 ብመድረቒ ንነዊሕ ዘበናት ኣስከሬኖም ከይፈረሰ ክፀንሕ ዝተገበሩ መራሕቲ፡ 18 ንጉሳትን 4 ንግስቲታትን እየን። ናብ…

ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ካብ ሓደ ውልቀ ሰብ 21 ነጥቢ 7 ኪሎ ግራም ሕብጠት ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ካብ ሓደ ውልቀ ሰብ 21 ነጥቢ 7 ኪሎ ግራም ካብ ስብሒ ዝተለዓለ ሕብጠት ካንሰር ምውፃእ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። እቲ ተግባር መጥባሕቲ ብተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር ዶተር ማተመ በቀለ ብዝተመርሐ ጉጅለ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…

ኣብ ህንዲ ብሰንኪ ፖሎቲካዊ ኣፈላላይ ዝተበተነ ሓዳር 10 ዓመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ህንዲ፡ ልዕሊ 10 ዓመት ዝገበረ ሓዳር ክልተ ፖሎቲከኛታት፡ ሰበይቲ ናብ መቐናቐንቲ ሰልፊ ብምጽንባራ ናብ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ፡ ኣባል ባይቶ ናይ'ቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዝምራሕ ሰልፊ…

ናሳ፥ ካብ ወርሒ እምኒ ንዘምጽኣሉ ኩባንያ 1 ዶላር ክኸፍል’ዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሳ ካብ ወርሒ እምኒ ንዘምፅኣሉ ኩባንያ 1 ዶላር ክኸፍል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቅድም ኢሉ፡ ካብ ወርሒ ቅምሶ ሓመድን እምንን ንዘምጽኣለይ ኩባንያ ብርኩት ገንዘብ ክኸፍል'ዩ ኢሉ ስለ ዝነበረ፡ ብዙሓት ዓበይቲ ኩባንያታት ተወዳዲሮም ነይሮም። ኣብዚ…

ብህይወት ዘየለ ከንቲባ ኣብ መረፃ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሰንኪ ኮቪድ-19 ህይወቱ ዝሰኣነ ከንቲባ ሮማኒያዊት ከተማ፥ ኣብ ቀረባ መዓልታት ተኻይዱ ኣብ ዝነበረ መረፃ 64 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ተዓዊቱ። ኣብ ደቡባዊ ሮማኒያ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ዴቨሰሉ ከንቲባ ዝነበረ ኢዮን ኣሊማን ንሳልሳይ ግዜ ኣብ…

ሓንቲ ኣዶ 4 ሓናጡ ብሰላም ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ወረዳ ስልጤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሓናጡ ብሰላም ከምዝተገላገለት ተገሊፁ። ኣብታ ወረዳ ነባሪት ቀበሌ ሰነና ገሬራ ዝኾነት ወይዘሮ ዜኖ ሸምሱ፥ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ቅበት ብዝተገበረላ መጥባሕቲ ሕክምና ሰለስተ ደቂ ኣነስትዮኝ ሓደ…

ኣይስክሪም ዝለሓሰ ውልቀ ሰብ 30 መዓልታት ክእሰር ተፈሪዱዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ከተማ ቴክሳስ ካብ ናይ ዋል-ማርት ሱፐርማርኬት መዝሓሊ (ፍርጅ) ኣይስክሪም ወሲዱ ክልሕሶን መሊሱ ናብቲ መዝሓሊ ከቐምጦን ንነብሱ ብቪድዮ ዝሰኣለ ኣድርያን ኣንደርሰን ዝበሃል መንእሰይ ን30 መዓልቲ ክእሰር ከምዝተፈረዶ ተገሊፁ። እታ…

ኣብ ሓደ መዓልቲ ካብ ስልጣኑ ዝወረደ ኣፍሪካዊ ፕሬዚዳንት

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ጒኒ-ቢሳው ኣብ ሓደ እዋን ክልተ ፕሬዚደንትታት ዝመርሑዋ ሃገር ኢያ። ግዝያዊ ፕሬዚዳንት ጒኒ-ቢሳው ኮይኑ ከገልግል ብፓርላማ ዝተመዘዘ ሲፕሪያኖ ካሳማ፥ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ካብ ስልጣኑ ከም ዝወረደ ኣፍሊጡ። እቲ ድሕሪ'ቲ ኣብ ዝሓለፈ ታሕሳስ…