Fana: At a Speed of Life!

ብዛዕባ ሕማም ኮሌካ/ሸሮኽ እንታይ ትፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሸሮኽ ምስ ፅሬቱ ዘይሓለወ ኣጠቓቕማ ዓይኒ ምድሪ፣ ኣመጋግባን ዝኽሰትን ውፅኣት ብምስዓብ ክሳብ ሞት ዘበፅሕን ተመሓላላፊ ሕማም ኢዩ። ምልክታት ንምርኣይን ኣብ ሰብ ዝህሉ ተቓላዓይነት ንምውሳኽን ካብ 2 ሰዓት ክሳብ 3 መዓልታት ጥራሕ ይፀንሕ።…

ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኒፓህ ምግጣሙ ስዒቡ ኣብያተ ትምህርቲ ንክዕፀዋ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኒፓህ ብዝተብሃለ ቫይረስ ኣብ ግዝኣት ኬራላ ክልተ ሰባት ህይወቶም ምስኣኖም ስዒቡ ኣብያተ ትምህርቲ ንክዕፀዋን ማሕበራዊ መንቅስቓስ ንክግደብን ተገይሩ። እቲ ቫይረስ ዝኾነ ይኹን ክታበት ከምዘይብሉ ተሓቢሩ። ኣብ ክፍሊ ኣካላት ልዑል…

ሓደ ሚሊየን ሕሙማት ዘድሐነ ማእኸል ሕክምና ካንሰር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ጎልደን ኢራ” ዝተባህለ ገባሪ ሰናይ ማእኸል ሕክምና ካንሰር እንግሊዝ ልዕሊ ሓደ ሚሊየን ሰባት ካብ ሕማሞም ከድሕኖም ክኢሉ፡፡ ትካል መፅናዕቲን ትንተናን ካንሰር እታ ሃገር ከምዝሓሮ÷ እቲ ማእከል ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ካንሰር ንምክልኻል…

መከላኸሊ መገዲታት ኣለርጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣለርጂ ብምኽንያት ምግቢታት፣ ቅንጥብታብ ደሮና፣ ኩነታት ኣየርን ካልኦት ምኽንያታትን ክመፅእ ይኽእል፡፡ ንጥረ ነገር ወይእውን ንሰብነተ ዘይስማዕምዑ ነገራት ኣብ ምክልኻል ስርዓት ሕማም ዝወሃብ ምላሽ ኣብ ሰብነት ኣርጂ ክፈጠር ይኽእል፡፡ በዚ…

ማልት ንትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ ዘኽእል ሓመድ ኣልቦ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ተስፋሕፍሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ ዩኒሴፍ ብዝረኸበቶ ሓገዝ ገንዘብ ኣቢላ ንትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ ዘኽእል ሓመድ ኣልቦ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ተስፋሕፍሕ ከምዘላ ኣፍሊጣ። እቲ ቴክኖሎጂ ቀልጢፎም ዝበፅሑ ዝተፈላለዩ ኣሕምልትን ፍረምረን…

ረብሓታት ምስታይ ማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ ካብ 1 ነጥቢ 5 ክሳብ 2 ሊትሮ ዝኸውን ፈሳሲ ክሰቲ ከምዘለዎ ብዙሓት መፅናዕቲታት ጥዕና የረጋግፁ። ምስታይ ፅሩይ ማይ ኣብ ውሽጢ ኣካላትና እኹል ዝኾነ ፈሳሲ ክህሊ ብምግባር  ብብመለክዕ ምስትንፋስ፣ ረሃፅን  …

ሕማም ኩሊት ንምክልኻል ዝሕግዙ ተግባራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልክታት ከቢድ ሕማም ኩሊት እንታይ እንታይ ኢዮም? መበገሲ ምኽንያት ሕማም ኩሊት ብዙሓት ከምዝኾኑ ይግለፅ፡፡ ምስ እዚ ጎድና ጎድኒ ድማ እቲ ሕማም ከከምዝፀንሐሉ ደረጃ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ምልክት ከምዝለዉዎ እውን ሰብሞያታት ሕክምና የብርሁ፡፡…

ምልክታት ዋሕዲ ደም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋሕዲ ደም እኹል ሴል ደም እንትሰኣን ዘጋጥም ዕንቅፋት ጥዕና ኢዩ። ዋሕዲ ደም ዝበሃል እውን÷ መጠን ሂሞግሎቢን ንደቂ ተባዕትዮ ትሕቲ 13 ነጥቢ 5 ግራም/ደሊ ከምኡ እውን ንደቂ ኣንስትዮ ድማ ትሕቲ 12 ግራም/ደሊ ኮይኑ እንትርከብ ምዃኑ ሰብ ሞያ…

ጎናዊ ሳዕቤን ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀምኦ ክሬም ቆርበት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገፀን ንምፅዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት (ቅብኣታት)ይጥቀማ። እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕናን ቆርበትን ሳዕቤን ከም ዘለዎም ሰብ-ሞያ ይዛረቡ። ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካን…

ድፍኢት ደም ንምንካይ ዝሕግዙ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 16 ሺሕ ሕማም ድፍኢት ደም ኣብ ዘለዎም ብዝተገበረ ፈተነ ኩሎም ምንቅስቓሳት ብቕዓት ኣካል ድፍኢት ደም ከምዝንክዩ ኣብ መፅሄት ብሪቲሽ ጆርናል ኦፍ ስፖርት ሜዲስን ዝተሓተመ ውፅኢት መፅናዕቲ ኣመልኪቱ፡፡ ኣብ መሬት ብኣፍልቢ ብምህራስ ቅልፅም…