Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

Uncategorized

ፍሉይ ሓይሊ ከምብሓዱሽ ንምውዳብ ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ከምብሓዱሽ ንምውዳብ ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት መኮንናት መከላከያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላትን ክልቲአንምምሕዳራት ከተማን ተረኺቦም።…

መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ምፅናት ዓሌት ሩዋንዳውያን ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ምፅናት ዓሌት ሩዋንዳውያን ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ÷ ሓደ ሚሊየን ዜጋታት ዝቐጠፈ ምፅናት ዓሌት ሩዋንዳ መሕዘኒ ታሪኽ…

ኣብ ኣሜሪካ ዝነብራ ክልተ ኣሓት 7 ሺሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ለጊሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝነብራ ክልተ ኣሓት ትውልደ ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ዝኸውን 7 ሺሕ መፃሕፍቲ ንኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣረኪበን። ወ/ሮ ኣያንቱ ኣበበ ብደቀን ኣቢሉ ዝተኣከቡ መፃሕፍቲ ነቲ ኤምባሲ ኣረኪበን።…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጥንታዊ ቤተ-መንግስቲ ፋሲለደስ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ጥንታዊ ቤተ-መንግስቲ ፋሲለደስ ዑደት ገይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዑደት÷ "ኣብዚ ቦታ ኣቦታትና ዝሰርሑዎ ኣዚዩ ዘደንቕ ጥበብን ናይ ኢድ ስራሕን ይረአ" ኢሎም፡፡…

ሚኒስቴር ምክልኻል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 220 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 220 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝገለፀኦ÷ እቲ ሰራዊት ወዲ ህዝቢ ብምዃኑ ሰላምን…

87 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)87 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር ኢዩ ነቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ ዘሎ፡፡ ናብ ሃገሮም ካብ…

“በዓል ዓወት ዓድዋ ንዘጋጠሙናን ንዝገጥሙናን ፀገማት መውፅኢ ገይርና ክንጥቀመሉ ይግባእ”  – ነበርቲ ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“በዓል ዓወት ዓድዋ ንዘጋጠሙናን ንዝገጥሙናን ፀገማት መውፅኢ ገይርና ክንጥቀመሉ ይግባእ”  ክብሉ ነበርቲ ክልል ትግራይ ገሊፆም። መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ኣብ እግሪ ታሪኽ ዝተፀሓፈሉ ሶሎዳ ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር…

ንስራሕ ናብ ወፃኢ ዝኸዱ ዜጋታት መሰሎምን ድሕንነቶምን ንኽሕሎ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስራሕ ናብ ወፃኢ ዝኸዱ ዜጋታት መሰሎምን ድሕንነቶምን ዝተሓለወን ስርዓት ምውፋር ስራሕ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘን ንምግባር  እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ…

ዴንማርክ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ልምዓት ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓትም ዓለም ለኸ ንብረት ኣየርን ዴንማርክ ዳን ጃርገንስ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ ዘተ÷ ዴንማርክ ቁልፊ መሓዛ ልምዓት…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኣከባብራ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትራት ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእትን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን÷ እቲ…