Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣሜሪካ መጠን ተጠቃሚ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ዝግድብ ሕጊ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን፥ መጠን ተጠቃሚ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ዝግድብ ሕጊ ዕላዊ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሕጊ ኣብ 2032 ዓ.ም.ፈ ካብ መካይን ኣሜሪካ 56 ሚኢታዊ ዝኾና ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንክኾና ዝገብር እንትኸውን፥…

ነበር ፕሬዚዳንት ብራዚል ምስ ክታበት ኮቪድ ተተሓሒዙ ክሲ ተመሰሪቱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ብራዚል ጄር ቦልሶናሮ ብገበን ምጭብርባር ሓበሬታ ክታበት ኮቪድ ብፖሊስ ክሲ ተመስሪቱዎም፡፡ ቦልሶናሮ ክታበት ኮቪድ 19 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ኣብ ብራዚሏ ከተማ ሳኦ ፖሎ ከምዝወሰዱ ሓበሬታ ሕክምና ይግለፅ እምበር፤…

ኣሜሪካ ላዕለዋይ ሓላፊ ሃማስ ማርዋን ዒሳ ከምዝተቐተለ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላፊ ሃማስ ዝኾነ ማርዋን ዒሳ ብደብዳብ ኣየር ከምዝተቐተለ ኣፍሊጣ። ማርዋን ዒሳ ምክትል ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሃማስ እንትኸውን፥ ኲናት ሃማስን እስራኤልን ብ7 ጥቅምቲ ካብ ዝጅመር ዝተቐተለ ዝልዓለ ሓላፊ ሃማስ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሃማስ…

ኣብ ሩሲያ ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ፑቲን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ወዲ 71 ዕድመ ቭላዲሚር ፑቲን ንቐፀልቲ 6 ዓማውቲ ክመርሑ ዘኽእሎም ድምፂ ረኺቦም። ማእኸላይ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ከምዝገለፆ፥ ፕሬዚዳንት ፑቲን ልዕሊ 87 ሚኢታዊ ደምፂ…

ሰሜን ኮሪያ ብዙሓት ባላስቲክ ሚሳኤላት ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ከምዝተኮሰት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ኣኼባ ኩለ መዳይ ሚኒስትራት ናብ ደቡብ ኮሪያ ምእታዎም ስሺቡ፥ ሰሜን ኮሪያ ብዙሓት ናይ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ከምዝተኮሰት ተገሊፁ። እቲ ባለስቲክ ምሳኤላት ሎሚ…

ፈረንሳይ ቅድሚ ኦሊምፒክ ፓሪስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ሕቶ ክተቕርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ቅድሚ ኦሊምፒክ ፓሪስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ሕቶ ክተቕርብ ምዃና ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጦም፡፡ ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ሓምለ ክሳብ 11 ነሓሰ ኣብ ፈረንሳይ ክካየድ ኢዩ፡፡…

ናብ ጋዛ ብባሕሪ ፈላማይ ፈተነ ምጉዕዓዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዝተበገሰት ፈለማይቲ መርከብ፥ ዝፅዓነቶ ረድኤት ኣብ ገምገም ባሕሪ ከምዘራገፈት ተሓቢሩ። እታ ኦፐን ኣርምስ ዝዓይነታ መርከብ፥ ትማሊ ሰሉስ ካብ ቆጵሮስ ተበጊሳ ናብታ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኣፍደገ ጥሜት ከምዘላ…

ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሩሲያ ምክያድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ምስ ሰለስተ ተነሓናሕቲ ዝተፋጠጡሉ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሩሲያ 2024 ዓ.ም.ፈ ምክያድ ተጀሚሩ። ንቐፃሊ ሽዱሽተ ናይ ስራሕ ዓማውቲ ሩሲያ ምምሕዳር ኣብ ዝግበር ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣርባዕተ ሕፁያት ይነሓንሑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።…

ኣብ ኣፍሪካ ዘፈር ውልቀ ኣብ ሓምለዋይ ኢንቨስትመንታት ትኹረት ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ዘፈር ውልቀ ኣብ ሓምለዋይ ኢንቨስትመንታት ትኹረት ንኽገብር ፃውዒት ኣቕሪቡ። 6ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ እናተኻደ እንትኸውን፥ ዘፈር ውልቀ ኣብ ሓምለዋይ ኢንቨስትመንታት ምጥቃም ኣብ ዝኽእለሉ…

15 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ወተሃደራዊት ኣውሮፕላን ሩሲያ ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)15 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ወተሃደራዊት ኣውሮፕላን ሩሲያ ተሓምሺሻ። እታ ነፋሪት ካብ ሸነኽ ሰሜን ምብራቕ ሞስኮ ብኣየር ክልል ኢቫኖቫ ኣቢላ ኣም ምሕብራት እንተላ ባርዕ ሓዊ ብምግጣሙ ምኽኒያት ምሕምሻሻ ተገሊፁ። ኣይኤል-76 ዝተብሃለት እታ…