ስፓርት

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትገብሮም ፀወታታት ናይ መዓልቲ ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትገብሮም ፀወታታት ናይ መዓልቲ ለውጢ ከምዝተገበረ ካፍ ኣፍሊጡ። ብኣሳዳእነት ኮትዲቧር ከም ኣቆፃፅራ ኣውፓውያን 2023 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ፀዋዕ ኣፍሪካ ተሳታፊ ንምዃን ዝግበሩ መፃረዪ ፀወታት ድሕሪ መዓልቲታት ዝጅምሩ እንትኾኑ፥ ኣብ ምድብ “መ” ምስ ግብፂ፣ ጊሚም ማላዊን ዝተደልደለት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፈለምቲ ፀወታታ ምስ ግብፂን ማላዊን ክተካይድ ኢያ፡፡ እቶም ፀወታታት 25ን 29 ግንቦት ከምዝካየዱ ኣቐዲሙ መርሃ ግብሪ…
Read More...

ፅዋዕ ዓለም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ቅድሚ ምጅማሩ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንምርኢት ዝቐርብ  ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ፡፡ ነበር ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ባርሴሎና ብራዚላዊ ጁሊያኖ ቤሌቲ እታ ፅዋዕ ሒዙ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። እታ ፅዋዕ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…

ኣብ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ተዓዊታ። ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ዝተራኸበት ጋንታ ሲዳማ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ጊት ጋትኩት፣ ይገዙ ቦጋለን ሃብታሙ ገዛሀኝን ሲዳማ ንኽትዕወት ሽቶታት ኣመዝጊቦም። ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ድማ ዓሊ ሱሌማን ኣመዝጊቡዋ።

ን28 ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ሃገራውያን ማላዊን ግብፂን ንትገብሮ ፀወታ ን28 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ። ብኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ 25ን 29 ጉንበት ምስ ሃገራውያን ጋንታታ ማላዊን ግብፂን ትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2013 ኣብ ማላዊ…

ሰለስተ ዳያኑ ኩዕሾ እግሪ ካብ ፕሪሜር ሊግ ተሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ወላይታ ዲቻን ኢትዮጵያ ቡናን ክሲ ተመስሪቱዎም ዝነበሩ ሰለስተ ዳያኑ ኣብ ዝተረፉ ውድድራት ፕሪሜርሊግ ከይዳንዩ ተኣጊዶም። ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ምስ ሃዲያ ሆሳእና ዝገበረኦ ፀወታ ብዋና ዳይነት ዝመርሑ ፌደራል ዳኛ ሚካኤል ጣዕመ ኣብ ልዕሊ ተፃዋቲ…

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብ ጂሮ ዲ’ኢታልያ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ መድረኽ  ጂሮ ዲ'ኢታልያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። እቲ ወዲ 22 ዓመት ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ሎሚ መዓልቲ ካብ  ፐስካራ ናብ ጀሲ ኣብ ዝተኻየደ 195 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ውድድር ብሽክለታ ጂሮ ዲ'ኢታልያ ብዘደንቕ ኩነታት ከምዝተዓወተ ተገሊፁ።…

ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ኣብ ፅዋዕ ሴካፋ ንዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ኣቢሉ ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ደቂ ኣንስትዮ ዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ሓላዊት ልዳት ታሪኳ በርገና ፣ የምወድሽ ይርጋሽዋን ቤቴሌሄም ዮሃንስ ተኸላኸልቲ ቤቴሌሄም በቀለ፣ ብዙየሁ…