ሃያሉ ጎደፋይ ኣቦ መንበር ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ብምዃን ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃያሉ ጎደፋይ ኣቦ መንበር ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ(ሳወት)ብምዃን ተመሪፁ።

ኣሉላ ሃይሉ ድማ ምክትል ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ብምዃን ከምዝተመረፀ ተገሊፁ።

ሳልሳይ ወያነ ትግራይ፥ ዝሓለፉ ቀዳመ ሰንበት መስራቲ ጉባኤኡ ብምክያድ ፖለቲካዊ ፕሮግራምን ስሪትን እቲ ውድብ ኣፅዲቑ ኢዩ።

Comments (0)
Add Comment