ሃድያ ሆሳእና ኣብ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንፍፃመ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ኣብ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንፍፃመ ምብፃሓ ኣረጋጊፃ፡፡

ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ዝተፃወተት ሃድያ ሆሳእና ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ 5 ን 4 ብምስዓር ንፅዋዕ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።

ኣብ ፀወታ ፍፃመ ኣብ ፀወታ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ምስ ዝተዓወተት ክትራኸብ ኢያ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment