ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት የለን – ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት የለን ክብሉ ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትካላት መንግስቲ ፌዴራል ልዕሊ 38 ዓመታት ምስ ዘገልገሉ ጀጋኑ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ሓቢርና ኣኽቢርና ክብሉ ገሊፆም።

ቀዳማይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መልእኽቶም፥ ሃገር ካብ ምግልጋል ንላዕሊ ጅግንነት ከምዘየለ ኣብሪሆም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment