ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራ “ልዕልነት ሕጊ ናዚ እዋን ወሳኒ ሕቶ” ብዝብል መሪሕ መልእኽቲ ይዛተዩ ኣለዉ።

ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ዝተረኸቡሉ መድረኽ ዘተ ቀንዲ ዕላምኡ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ብዘላቕነት ተፈቲሑ ህዝቢ ወናኒ ሰላም ንምግባር ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተማለአን ዘላቒን ሰላም ንኽረጋገፅ እናተወገኑ ዝፀንሑ ስራሕቲ ተገምጊሞም ቀፀልቲ ኣንፈታት ከምዝቕመጡ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment