ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር  ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር  ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።

እቶም ናውቲታት ካብ 18 ክሳብ 25 ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡን፣ መድሓኒት፣ ናውቲታት ፅባቐ፣ ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣  ዘይቲ ብልዒን ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዝርከብዎም ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment