ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ባሕሪን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ ተኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ምድሪን ሓይሊ ባሕሪን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ እራ ሃገር ኣዚዛ።
10 ነፈርቲ ቻይና ኣብ ምንጎ ቻይናን ታይዋንን ኣብ ዘሎ ወሽመጥ ባሕሪ ተራእየን ኢየን ብዝብል ኢዩ እቲ ትእዛዝ ተዋሂቡ።
ብመሰረት እዚ ነፈርቲ ኩይናት፣ መርከባትን ሚሳኤላትን ታይዋን ብተጠንቀቕ ንክፀንሕ ተኣዚዙ ክብል ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።
Comments (0)
Add Comment