መሸጣ ሰነድ ጨረታ መንበሪ ኣባይቲን ቦታታት ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጣ ሰነድ ጨረታ መንበሪ ኣባይቲን ቦታታት ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ብምዝዛም ብዕሊ ተኸፊቱ።

እቲ ጨረታ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር መሬትን ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ቀነአ ያደታ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተሓቢሩ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተሓቢሩ።

ኣብቲ ቢሮ፥ መሬት ንሓሙሽተ ዓማውቲ ብሊዝ ጨረታ ምቕራብ ዝምልከት ተቛሪፁ ከምዝነበረ እቶም ሓላፊ ገሊፆም።

መሬት ብግልፅነት ንዜጋታት ንክተሓላለፍ ምድላው እናተገበረ ከምዝፀንሐ ሓቢሮም።

ኣብ ቀፃሊ እቲ ሊዝ ጨረታ ከምዝካየድ መግላፆም ካብቲ ቢሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment