መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሲቲ ግሩፕ 5 ኣውሮፕላናት ንምግዛእ ዘኽእል ናይ 450 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሲቲ ግሩፕ ሓሙሽተ ኣውሮፕላናት ንምግዛእ ዘኽእል ናይ 450 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሙ።

እቲ ገንዘብ ንሓሙሽተ ሓደሽቲ ኣውሮፕላናት ምግዛእ ዘኽእል ከምዝኾነ ኣብ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ካብ መንጎ እተን ዝዕደጋ እተን ሰለስተ ቦይንግ 737 -8 እተን ክልተ ድማ ቦይንግ 777 ኤፍ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላናት ከምዝኾና ተገሊፁ።

እቲ ዕድጊት፥ ቁፅሪ ኣውሮፕላናት እቲ መገዲ ኣየር ናብ 150 ክብ ከምዘብሎ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment