መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ።

ከባቢ መዕርፎ ነፈርቲ ቀብሪደሃር ብተኸታታሊ ብዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብዘጋጠመ ጉድኣት እቲ ኣገልግሎት ተቋሪፁ ከምዝነበረ ተገሊፁ፡፡

ይኹን እምበር እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ዘጋጠሞ ጉድኣት ብቕልጡፍ ተፀጊኑ ኣገልግሎት በረራ ሎሚ መዓልቲ ዳግም ከምዝጀመረ ተገሊፁ፡፡

እቲ መገዲ ኣየር ናብ ኣገልግሎት ምምላሱ÷ ፀገም ትራንስፖርት ቀብሪዳሃርን ከባቢኡን ብልዑል ብርኪ ከምዘቃልሎ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ሶማሌ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment