መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝገለፆ፥ ናብ መቐለ ዝገብሮ ስሩዕ በረራ ኣብ መዓልቲ ናብ ሰለስተ ክብ ከምዘብሎ ገሊፁ።

ድልየትን ቁፅሪን ተጓዓዝቲ ኣብ ግምት ብምእታው መዓልታዊ ዝገብሮ ምልልስ በረራ ከምዝውስኽ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment