ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ።

ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ኣየለች እሸቴን ኣመሓዳሪ ዓውዲ ትምህርቲ ቢሮ  ጊዮንግሳንግቡክ-ዶ ሊም ጆንግ-ሲክን ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታሞም ኣንቢሮም።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ካብ 2016 ክሳብ 2017 ዓ.ም ዝግበር ልውውጥን ምትሕብባርን ሓበሬታ ትምህርቲ ዘጠመተ ስምምዕነት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ መንጎአን ዘሎ ሕውነት ካብ ምጥንኻር ብተወሳኺ ኣተገባብራ ዲጂታል ስትራቴጂን ትልሚ ኣፈፃፅማን ትምህርቲን ንክምዕብል ዘኽእል ከምዝኾነ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment