ምድብ ድልድል መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትማሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትማሊ ዕላዊ ኮይኑ።

ኣብቲ ድልድል መፃረዪ ፀወታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ምስ ግብፂ፣ ጊኒን ማላዊን ጸደልዲላ።

እቶም መፃረዪ ፀወታታት ካብ ዝቕፅል ጉንበት ጀሚሩ ዝካየዱ ከምዝኾኑ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment